ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አባላት ኮንግረስ ኣብ ከተማ ኣሌክሳንድርያ ብዝተተኮሰሎም ጥይት ምቁሳሎም ተፈሊጡ

ኣባል ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ስቴፈን ስካሊስን ካሎት ሓሙሽተ አባላት ኮንግረስ ኣብ ከተማ ኣሌክሳንድርያ ብዝተተኮሰሎም ጥይት ምቁሳሎም ተፈሊጡ።

አባል ቤት ምኽሪ ስካሊስ ካብ ክፍለ ግዝኣት ሉዝያና ምስ ካልኦት ሓሙሽተ አባላት ኮንግረስ ናብ ጸወታ ኩዕሶ ኣብ ዝኸድሉ ዝነበረ እቲ መጥቓዕቲ ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ’ሎ።

በቲ መጥቓዕቲ ካልኦት ሓሙሽተ ሰባት ምቁሳሎምን ፡ ነቲ መጥቓዕቲ ፈጺሙ’ዩ ዝተባህለ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታው ተገሊጹ’ሎ።


ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG