ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኩርናዕ ስእሊ፡ ምጥያስ ተቃለስቲ ጥሩፍ ጉጅለ ቦኮ ሓራም ኣብ ኒጀር

ዋላ’ዃ ዞባዊ ሰበስልጣን’ቲ ከባቢ ንኣባላት ጥሩፍ ጉጅለ ቦኮ ሓራም ኣብ ዶብ ኒጀርን ናይጀርያን ክሳብ ቀላያት ቻድ ይሓድኑ እንተለው ኣብ ዲፋ ኒጀር ዘሎ ማእከል ግን ካብ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሩ ማዕጾታቱ ንምጥያስ ዕጡቓት ጉጅለ ቦኮ ሓራም ከፊቱ’ሎ።

ጋዜጠኛ ድምጺ ኣሜሪካ ኒኮ ፒነት ናብዚ ቦታ ተጓዒዙ ምስዞም ዕጡቓት ተራኺቡ ኔሩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG