ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ

መጋቢት 8 ኣብ ዝኽበር ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ: ደቂ ኣንስትዮ ዓለም ኣብ ቁጠባ፡ ፖለቲካ፡ ማሕበራዊ መዳያትን ካልኦት ጽላታትን ዝተጎናጸፍኦ ዓወታትን ዘጋጠመን ብድሆታትን ዝዝከረሉ እዩ። ብኻልእ ወገን ድማ ጾታዊ ማዕርነት ንሓዋሩ ንምርግጋጽ ጻውዒት ዝቐርበሉ መዓልቲ'ዩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG