ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጽምብል ቃለ-መሓላ ምሩጽ ፕረ. ዶናልድ ትራምፕ

ዶናልድ ትራምፕ: ነጋዳይ: ፖለቲከኛ: ኣዳላዊ ትሕዝቶ ተለቪዥን ሕጂ ድማ ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ እዮም። መበል 45 ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይኖም ድማ ስልጣን ካብ እዋናዊ ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ዝመጽእ ዓርቢ 20 ጥሪ 2017 ክርከቡ እዮም። እዚ ዓምዲ'ዚ ንስነ-ስርዓት ጽምብል ቃለ-መሓላ ፕረዚደንት ኣመሪካ ኣቶኪሩ -ንዝካየዱ ዓበይቲ ዓበይቲ ፍጻመታት ብጽሑፍ: ስእልን: ቪድዮን ኣሰንዩ ዘስፍርዩ።

ሰበ-ስልጣን ጸጥታ ኣመሪካ: ንስነ-ስርዓት ጽምብል ፕረዚደንት ኣመሪካ ልዑል ምድላዋት ይገብሩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG