ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዝደንት ኦባማ ኣብ መቓብር ግዳያት መጥቓዕቲ ኑክልየር ሂሮሽማ በጺሖም

ፕረዝደንት ባራክ ኦባማ ድሕሪ መጥቓዕቲ ኑክልያር ቦምብ ሂሮሽማ ኣብ 1945 ዓ.ም ነቲ ቦታ ንመጀመርያ ጊዜ ነቲ ቦታ ዝበጽሑ ፕረዝደንት ኣሜሪካ’ዮም።

ፕረዝደንት ኦባማ ኣብ መቓብር ግዳያት ዕንባባ ድሕሪ ምንባር ንሓደ ካብቲ ሓደጋ ዝተረፉ ውልቀ-ሰብ ተራኺቦም።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG