ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣክባብራ 'መዓልቲ ኣፍሪቃ' ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ

እዚ በዓል ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ግንቦት 25 ብ'መዓልቲ ኣፍሪቃ' ዝጽዋዕ ንዝኽሪ ምምስራት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ 1963 ዓ.ም ዝኽበር ኮይኑ ኣብቲ እዋን'ቲ ካብተን 32 ነጻነት ዝረኸባ ሃገራት ኣፍሪቃ እተን 30 ብሓባር ብምዃን ንቻርተር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፈሪመን።

XS
SM
MD
LG