ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋዕላ ኑክልየር ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ተኻይዱ

ፕረዝደንት ኦባማ መበል ራብዓይን ናይ መወዳእታን ዋዕላ ኑክልየር’ዚ ዓመት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ይካየድ'ሎ። እዚ ንክልተ መዓልቲ ዝጸንሕ ዋዕላ ካብ ልዕሊ 50 ሃገራት ዝተዋጽኡ መራሕቲ ዝሳተፍሉ ኮይኖም ኣብ ጉዳይ ምሕላው ንምስራሕ ኑክልየር ዘገልግል ንጥረ-ነገር ዘተኮረ’ዩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG