ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምብራቓዊ ክፋል ኣሜሪካ ብከቢድ በረድ ተሸፊኑ ቀንዩ

ምብራቓዊ ክፋል ኣሜሪካ ዓርቢ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ዝጀመረ በረድን ሕቦብላ ተሸፊኑ ቀንዩ።

ሎሚ ሶኑይ ገለ ክፋላት ዋሽንግቶን ናብ ስራሕ ተመሊሶም ኣለው። መጓዓዝያ'ውን ብከፊል ጀሚሩ'ሎ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG