ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኬንያ፡ ስግኣት ቦምብ አብ መንገዲ ኣየር ፈረንሳ

ካብ ማውሪሾሽ ናብ ፓሪስ ትበርር ዝነበረት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ፈረንሳ ብዘጋጠማ ስግኣት ቦምብ አብ መዓርፎ ነፈርቲ ሞምባሳ ክትዓርፍ ተገዲዳ። ድሒሩ አብቲ ዝተጠርጠረ አቕሓ ብዝተገብረ መርመራ ቦምብ ዘይምዃኑ'ውን ተፈሊጡ'ሎ።

እቲ ኩነታት ክሳብ ዝጻረይ ሰራሕተኛታት'ታ ነፋሪት ነቲ ሃንደበታዊ ምዕራፍ'ታ ነፋሪት አብ መዓርፎ ነፈርቲ ሞምባሳ ብምኽንያት ቴክኒክ'ዩ ዝብል ምክንያት ንተሳፈርቲ ምንጋሮም ተፈሊጡ'ሎ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG