ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዑደት ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ አብ ሪፓብሊክ ማእከላይ አፍሪቃ

ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ አብ ናይ ሪፓብሊክ ማእከላይ አፍሪቃ ዑደቶም ንሓድነት ጸዊዖም። ብተወሳኺ ንሶም ነታ አብ መንጎ ተከተልቲ እምነት ክርስትናን ሞስሊምን ብዝነበረ ናይ ዓመታት ብግጭት ዝተሓመሰት ሪፓብሊክ ማእከላይ አፍሪቃን ህዝቢ'ታ ሃገር ድማ ሃይማኖታዊ ፍልልይ ከይከፋፍሎም ተማሕጺኖም።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG