ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጭካነ ነጋዶ ደቂ-ሰባት አብ ልዕሊ ስደተኛታት አፍሪቃ

ናብቲ ካልእ ክፋል ማእከላይ ባህሪ ዝበጽሑ ስደተኛታት ጭብጥታት ናይቲ ሓደገኛ ጉዕዞን አሰቃቂ አተሓሕዛ ነጋዶ ደቂ-ሰባት እዮም

እዚ ስእሊ'ዞም ግዳያት አብ ሚላን-ኢጣልያ ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ሓኪም ዝተረክበ እዩ። እዞም ስደተኛታት አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ክንደይ ሽግር ተጻዊሮም ከምዝበጽሑ ንምርኣይ ይብል እቲ ዶክተር።አብዚ ጉዕዞ ደቂ አንስትዮ'ውን ግዳይ ጾታዊ አመጽ ይኾና'የን።

XS
SM
MD
LG