ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ደራሲ " የመለስ ራእይ ሲፈተሽ ' ኣቶ ኣስገደ ገብረስላሰ


Asgede Gebreslasse
Asgede Gebreslasse

`ራእይ መለስ` ዝብል ብኢህወደግ ዝወጸ መጽሔት፡ ነዛ መጽሓፍ ክጽሕፍ ከምዘገደዶ ይገልጽ

ኣቶ ኣስገደ ገብረስላሰ፡ ካብ መስረቲ ሕወሓት ሓደ እዩ። ካብ ሕወሓት ወጺኡ፡ ኣብ ደምበ ተቓውሞ ካብ ዝኣቱ ንድሓር ፡ ጋህዲ ቀዳማይ መጽሓፍን ጋህዲ ካልኣይ መጽሓፍን ዝብላ ክልተ መጻሕፍቲ ጽሒፉ`ዩ።

Asgede Gebreslasse
Asgede Gebreslasse

ኣብ`ዚ ሰዓት`ዚ ድማ፡ ' የመለስ ራእይ ሲፈተሽ` ብዝብል ሓዳስ መጽሓፍ ኣውጺኡ`ሎ።

ኣብ ዙርያ መልእኽቲ መጽሓፉ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:54 0:00

XS
SM
MD
LG