ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖለቲካዊ ዘይምግጋእን ውጥረት ንግዲን ንዕብየት ቁጠባ ዓለም ከተዓናቕፎ ይክእል'ዩ ክብሉ ክኢላታት ገሊጾም


ኣብ ዓለም ዝርአ ፖለቲካዊ ስኽፍታትን ውጥረት ንግድን ንዕብየት ቁጠባ ዓለም ከተዓንቕፎ ይኽእል እዩ ክብሉ ክኢላታትት ኣጠንቂቖም።

ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኸኣ እናዓበየ ይኸይድ ዘሎ ቁጠባዊ ዘይምዕሩይነት ሓደገኛ እዩ ክብሉ ኣጠንቂቖም።

እዞም ክኢላታት ነዚ መጠንቀቕታ ዝሃቡ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዳቮስ ኣስታት 3,000 መራሕቲ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ተኣኪቦም ብዛዕባ ኣንፈታት ንግድን ኢኮኖሚን ዓለም ዓመታዊ ኣኼብኦም ኣብ ዘካይድሉ ዘለው እዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG