ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት አዲስ አበባ ኣትዮም


ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሎሚ ቀዳም ንናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ዑደት አዲስ አበባ አትዮም ኣለው።

ፕረዚደንት ኢሳያስ ዝመርሕዎ ልኡኽ ብቀዳማይ ሚንስተር አብይ አሕመድ ብዝተገብረሎም ዕድመ አዲስ አበባ መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝበጽሕሉ ድሙቕ ኣቀባብላ ከምዝተገብረሎም መራኸቢ ብዙሃን ገሊጸን ።

ፕረዚደንት ኢሳያስ ዝመራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሚንስተራትን ካልኦት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ዝሓዘ ምዃኑ ሚንስተር ሓበሬታ ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ዝለአኽዎ ናይ ትዊተር መልእኽቲ ሓቢሮም።

XS
SM
MD
LG