ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈረንሳ፡ ፕረ. ትራምፕ ንዝኽሪ ምዝዛም ቀዳማይ ኹናት ዓለም ኣብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት ተሳቲፎም

ፈረንሳ፡ ፕረ. ትራምፕ ንዝኽሪ ምዝዛም ቀዳማይ ኹናት ዓለም ኣብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት ተሳቲፎም
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:56 0:00

ፈረንሳ፡ ፕረ. ትራምፕ ንዝኽሪ ምዝዛም ቀዳማይ ኹናት ዓለም ኣብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት ተሳቲፎም

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕን ቀዳመይቲ እመቤት መላንያ ትራምፕን ንዝኽሪ ምዝዛም ቀዳማይ ኹናት ዓለም ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት ተሳቲፎም።

ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብቲ ስነ ስርዓት “ ነፍሲ ወከፍ እዚ እምነ በረድን ኮኮብ ዳዊትን ዝኾኑ ምልክታት ኣሜሪካዊያን ተዋጋእቲ ዓበይቲ ተዋጋእቲ ንስድራ ንሃገር ንኣምላኽ ንነጻነት ኹለንተንኦም ምሃቦም ዘርእይ’ዩ። ንኹሉ ተጻዊሮም ንዓወት በጺሖም”ኢሎም።

ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማርኮ ብወገኖም “ካብዚ ዓብይ ውግእ ዝርከብ ትምህርቲ ኣብ መንጎ ህዝብታት ዝኾኑ ቅርሕንቲ ከይህሉን ድማ ኸአ ክርሳዕ ዘይብሉን’ዩ። ካብዚ ተማሂርና ንመጻኢ ክንሓስብ ከቢድ ሃላፍነት አልና “ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG