ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግብረመልሲ መንግስቲ ክልል ትግራይ ንክስታት ክልል ደቡብ


ምክትል ሓላፊ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣይተ ሓዱሽ ካሱ
ምክትል ሓላፊ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣይተ ሓዱሽ ካሱ

መንግስቲ ደቡብ ክልል ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ጉዳይ ምእሳር አባላት ኣመራርሓ ዞባ ወላይታ ብዝምልከት ኣብ ዝሃቦ መብርሂ እቶም ዝተኣሰሩ ኣመራርሓ ምስ ህወሓትን ኦኔግ ሸኔን ብምትሕብባር ውዲትን ጥፍኣት ይፍሕሱ ነይሮም ኢሉ::

ነዚ ብዝምልከት ምክትል ሓላፊ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣይተ ሓዱሽ ካሱ: "ሕቶ ህዝቢ ምምላስ ምስኣበዮም ኣንፈቱ ንምቕያር ዝገብርዎ ፃዕሪ እዩ: ህዝቢ ግና ስለዝፈለጦም ከታልልዎ ኣይኽእሉን" ክብሉ ግብረ መልሲ ሂቦም ኣለው::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ግብረመልሲ መንግስቲ ክልል ትግራይ ንክስታት ደቡብ ክልል
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:08 0:00


XS
SM
MD
LG