ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጊዚያዊ ወታሃደራዊ ቤት ምኽሪ ቻድ ኣብ 18 ኣዋርሕ ናጻን ዲሞክራሲያዊን ምርጫ ከምዘካይድ ገሊጹ


መራሒ ጉጅለ ዓመፅቲ ኮይኖም ቅድሚ 31 ዓመታት ናብ መሪሕነት ዝመጹ ፕረዚደንት ቻድ ኢድሪስ ዴቢ ኢትኖ ምስ ዓመፅቲ ይዋግኡ ዝነበሩ ወታሃደራት ክዕዘቡ ኣብዝወፈርሉ እዋን ምሟቶም ተገሊጹ ።

ንሃንደበታዊ ሞት እቶም ፕረዚደንት ስዒቡ ስልጣን ዝተቆፃፀረ ቤት ምኽሪ ወተሃደራዊ ስግግር ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ ናፃን ዴሞክራሲያዊን ፕረዚደንት ብምክያድ ስልጣን ንሲቪል ተመረፅቲ ከምዘረክብ ቃል ኣትዩ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።



XS
SM
MD
LG