ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደያኑ ውድድር ሽንግርዋ ኣካዳሚን ተወዳዲሮም ዘይሓለፉን እንታይ ይብሉ?


ደያኑ ውድድር ሽንግርዋ ኣካዳሚን
ደያኑ ውድድር ሽንግርዋ ኣካዳሚን

ራብዓይ ዙርያ ውድድር ሽንግርዋ ኣካዳሚ ኣብ ስለስተ ምድባት ተኸፋፊሉ ን18 ኣዋርሕ ክካየድ ድሕሪ ምጽናሕ ዝሓለፈ 29 ታሕሳስ 2018 ኣብ ሲነማ ሮማ ኣስመራ ብዝተካየደ ሓሙሻይን ናይ መወዳእታን መድረኽ ምዝዛሙ ይፍለጥ።

ኣብ`ዚ ራብዓይ ዙርያ ውድድር ሽንግርዋ ኣካዳሚ ኣብ ደርፊ 446፡ ኣብ ትልሂት 144 ፡ ኣብ ምልከት ያታዊ መሳርሒ ሙዚቃ ድማ 70 ብድምር 660 ተወዳደርቲ ተሳቲፎም።

ንምዃኑ ፍርዲ ድያኑ ከመይ ኔሩ? እቲ ዝድለ ብቕዓት`ከ ወጺኡ`ዶ? ቅር ዝበሎም ተወዳደርቲ እንታይ ይብሉን፡ ንዕኦም ንምርዳእ ዝተገብረን እንታይ ኔሩ?

ንሎሚ ብመጠኑ ንምርኣይ ተፈቲኑ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

XS
SM
MD
LG