ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ: ኣብ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ንምፍታሕን ሃገራዊ ዘተ ንምክያድን ተባሂሎም ዝተወስዱ ስጉምቲታት


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ኣብ መንጎ ሓይልታት ምክልኻል መንግስትን ሓይልታት ትግራይን ክካየድ ዝፀንሐ ኲናት መዓልቦ ናብ ዘምፅእ ደረጃ ንምስጓም ሃገራዊ ዘተ ብዝብል መንግስቲ እሱራት ፖለቲካ ፈቲሐ ምባሉን በቲ ኻልእ ድማ ኣብ ትግራይ ደብዳባት ሰብ ኣልቦ ነፈርትን ክልከላ ሰብኣዊ ሓገዛትን ቀፂሉ ይርከብ ።እቲ ዝበሃል ዘሎ ዘተ ሰላም ማዕረ ክንደይ ሓቀኛ እዩ? እቶም ተወሲዶም ዝተባህሉ ስጉምትታት'ኸ ማዕረ ክንደይ ነቲ ሰላም ዘግህዱ እዮም? ኣብ ዝብሉ ኣቶ ሓጎስ ወልደኪዳን ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣምበሳ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ካብ ኣዲስ ኣበባ:ኣቶ ኣለማዮህ ፈንታው ወልደማርያም መምህርን ተመራማርን ሕግን ሕገመንግስታዊ ሕግን ካብ ዋሽንግተን ዲሲ እዮም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
please wait

No media source currently available

0:00 0:29:59 0:00


XS
SM
MD
LG