ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣብ በዓል ጥምቀት ጎንደር መጥቓዕቲ ክፍጽሙ ዝፈተኑ ብህውሃት ዝተላእኹ’ዮም' ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ


ብሚሊዮን ዝቑፀር ህዝቢ ኣብዝተኻፈለሉ በዓል ጥምቀት ጎንደር መጥቓዕቲ ግብረሽበራ ክፍፅሙ ዝፈተኑ ብህውሓት ዝተልኣኹ ውልቀ ሰባት እዮም ክብል ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።

ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ እቲ ክልል ኮማንደር ጌታቸው ብርሌ መንነት እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ቀረባ ክግለፅ ምዃኑ’ውን ገሊጾም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG