ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሞያሌ ብዘጋጠመ ግጭት 5 ሰባት ሞይቶም


ሞያሌ
ሞያሌ

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ከተማ ሞያሌ ካብ ክልል ሶማሊያ ዝመፁ ዝተበሃሉ ዕጡቓት ብዝፈፅምዎ መጥቓዕቲ እንተወሓደ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ነበርቲ ንቪኦኤ ገሊፆም።

ኣማሓዳሪ እታ ከተማ ኣቶ ፉጊቻ ደንጌ እቲ ግጭት ምቕፃሉን ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት ድማ ይጻረይ ምህላው ገሊፆም ኣለው።

በቲ ግጭት ኣብታ ከተማ ዝርከብ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ከምዝተቓፀለን ካልኦት ኣባይቲ እውን ምዕናዎምን ወሲኾም ሓቢሮም።

XS
SM
MD
LG