ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢጣልያ፡ ካብ ማእከላይ ዝደሓኑ 49 ስደተኛታት ከምዘይትቕበል ኣፍሊጣ


ኢጣልያ፡ ካብ ማእከላይ ዝደሓኑ 49 ስደተኛታት ከምዘይትቕበል ኣፍሊጣ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:11 0:00

ሚንስትር ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ማትዮ ሳልቪኒ ሃገሮም ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ 49 ስደተኛታት ከምዘይቕበሎም ሓቢሮም። እቶም ስደተኛታት ብኢጣልያዊ ትካል ግብረ ሰናይ ሚዲተራንያ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ትማሊ ሶኑይ ድሒኖም ኣብ ገምገም ደሴት ላምፓዱሳ ይርከቡ እንተሃለው ሚንስትር ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ማትዮ ሳልቪኒ ወደባትና ዕጽዋት’ዮም ዝብል ናይ ትዊተር መልእኽቲ ብምውፃእ ነቶም ስደተኛታት ከምዘይቕበልዎም ኣፍሊጦም ኣለው።

XS
SM
MD
LG