ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አባገዳ ማህበረሰብ ጌድኦ ካብ ምዕራብን ምብራቕን ጉጂ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ነባሪ ፍታሕ ክረኽቡ ሓቲቶም


ኣባገዳ ማሕበረሰብ ጌድኦ ካብ ምዕራብን ምብራቕን ጉጂ ተመዛቢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝከላበቱ ዘለው ዜጋታት ነባሪ ፍታሕ ክረኽቡ ሓቲቶም። አባገዳ ደንቢቦ ማሮ ነዚ ሕቶ ዘቕረቡ ብባህልን ልምድን ማሕበረሰብ ጌድኦ “ዳራሮ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዓመታዊ ኣብ ዝኽበር ናይ ምስጋናን ጸሎትን በዓል’ዩ። ንሶም ብተወሳኺ ካብ መነባብርኦም ንዝተመዛበሉ ወገናት ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ሓገዞም ከበርክቱ ጻውዒት ኣቕሪቦም።

XS
SM
MD
LG