ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንተጋሩ ናይ ፖለቲካ እሱራት ተባሂሉ ዝተጣየሸ ምንቅስቓስ ንማሕበረሰብ ዓለም ዝቐርብ ፊርማ የተኣኻኽብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ


'ዓለምለኸ ምንቅስቓስ ንተጋሩ ናይ ፖለቲካ እሱራት' ተባሂሉ ዝተጣየሸ ምንቅስቓስ ንማሕበረሰብ ዓለም ዝቐርብ ፊርማ የተኣኻኽብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ::

እቲ ምንቅስቓስ ልዕሊ 20 ሽሕ ፊርማ ብምትእኽኻብ 'ብምኽንያት ብሄሮም ዝተኣሰሩ ተጋሩ ናይ ፖለቲካ እሱራት" ጉዳዮም ንኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዝቐረብ ተሓቢሩ::

ፌደራል ዓቃቢ ሕጊ ኣብዚ ጉዳይ ተሓቲቱ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ፖለቲካን ብሄርን ዝተኸሰሰ የለን ክብል መልሲ ሂቡ’ሎ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG