ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓረስቶት ከባቢ ቢሾፍቱ ብምኽንያት ዝወደቐት ነፋሪት ኢትዮጵያ መሬቶም ስለዝተሓዝአ ክሓርሱ ከምዘይከኣሉ ገሊጾም


ኣርባዕተ ኣዋርሕ ድሕሪ ምውዳቕ ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ነበርቲ ቢሾፍቱ ሓደጋ ዘጋጠመሉ ቦታ ብዙሕ ለውጢ ኣየተአናገደን ይብሉ።

XS
SM
MD
LG