ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቫይረስ ኮሮናን  ግብረመልሲ ሰነ-ጥበባውያንን


ለበዳ ቫይረስኮሮና ንመብዛሕቲኡ ህዝቢ ዓለም ኣብ ገዝኡ ሸሚምዎ ይርከብ። ኣብ ገሊኤን ሃገራት እናዘሓለ ክኸይድ ከሎ ኣብ ካልኦት ግን ናህሩ ኣየቋረጸን።

ኣብ'ዚ ሰብ ገዝኡ ተዓጽዩሉ'ዘሎ እዋን፡ ብዙሓት ድማ ነቲ ግዜ ተጠቒሞም ምህዞታቶምን ክእለታቶምን የበርክቱ ኣለዉ። ካብ መንጎኦም ስነ-ጥበባውያን'ዮም። ንሎሚ ንምክልኻል ኮሮናቫይረስ ዝተደርፈ ደርፍታትን ምስዚ ግዜ ዝኸይድ'ዩ ዝበልናዮ ስነ-ጥበባዊ ስርሓትን ኣቕሪብናልኩም ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቫይረስ ኮሮናን  ግብረመልሲ ሰነ-ጥበባውያንን
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:20 0:00


XS
SM
MD
LG