ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብሞባይል ቴሌፎን ንመኪና ናይ ምቁጽጻር ሜላ ዝመሃዙ መንእሰያት


ብሞባይል ቴሌፎን ወይ ስማርት ፎን ንመኪና ናይ ምቁጽጻር ሜላ ዝመሃዙ ተማሃሮ በዚ ዝተኣታተውዎ ምሕዞ ብሞባይል ቴሌፎን ሞተረ መኪና፡ ማዕጾ ምክፋትን ምዕጻውን ዝአመሰሉ ተግባራት ንምክያድ ከምዝከአል ይገልጹ።

ምስቶም መንእሰያት ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ብሞባይል ቴሌፎን ንመኪና ናይ ምቁጽጻር ሜላ ዝመሃዙ መንእሰያት
please wait

No media source currently available

0:00 0:18:07 0:00

XS
SM
MD
LG