ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ ንግዲ ከተማ መቐለ ኣብቲ ክልል ክፍሊት ንዘይተኸፈሎም ሰራሕተኛታት ክሕግዝ ይጽዕር

ቤት ምኽሪ ንግዲ ከተማ መቐለ ኣብቲ ክልል ክፍሊት ንዘይተኸፈሎም ሰራሕተኛታት ክሕግዝ ይጽዕር
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:40 0:00

ቤት ምኽሪ ንግዲ ከተማ መቐለ ኣብቲ ክልል ክፍሊት ንዘይተኸፈሎም ሰራሕተኛታት ክሕግዝ ይጽዕር

ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ኲናት ዝሰዓበ ዕጽዋን፡ ሰራሕተኛታት ክልልን ፈደራልን ወርሓዊ መሃያ ከይተኽፍሎም ንኣስታት ሓደ ዓመት ጸኒሖም ኣለዉ።

ነዚ ጸገም ዝተረድአ ቤት ምኽሪ ንግዲ ከተማ መቐለ እምበኣር ካብ ሰብ-ዋኒን ብምውጻእ ኣብቲ ጉዳይ ሓገዝ ክገብር ይጽዕር ኣሎ።

XS
SM
MD
LG