ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

በዓል አሸንዳ 2011 ዓ.ም ብደረጃ ሃገር ኣብ ክልል ትግራይ ክብዓል'ዩ


በዓል አሸንዳ 2011 ዓ.ም ብደረጃ ሃገር ኣብ ክልል ትግራይ ክብዓል እዩ። ምክትል ሓላፊት ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ወይዘሮ ዘነቡ ሓለፎም: አሸንዳ እዚ ዓመት ካብ ኣልባሳቱን መጋየፅታቱን ጀሚሩ ባህላዊ ትሕዝትኡ ኣክቢሩ ከም ዝካየድ ሓቢራ`ላ።

ወይዘሮ ዘነቡ ሓለፎም ብዛዕባ ምድላዋትን ኣብዚ በዓል ዝዕመሙ ስራሕትን ኣመልኪቱ ዝሃብኦ መብርሂ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

በዓል አሸንዳ 2011 ዓ.ም ብደረጃ ሃገር ኣብ ክልል ትግራይ ክብዓል'ዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:52 0:00

XS
SM
MD
LG