ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ዳዊት ገብረሚካኤል ጸሓፊ መጽሓፍ 'ምስጋና ብትሑት ድምጺ(Gratitude in Low Voices)- 1ይ ክፋል


ኣብዚ ቀረባ ግዜ 'ምስጋና ብትሑት ድምጺ' ማለት 'Gratitude in Low Voices' ትብል መጽሓፍ ዝጸሓፈ በዓል ሞያ ተክኖሎጂ ሓበሬታ ኣቶ ዳዊት ገብረሚካኤል ኣብ ስቱድዮ ድምጺ ኣመሪካ ተረኺቡ ብዛዕባ ትሕዝቶ መጽሓፉን ድሕረ ባይትኡን ዝምልከት ኣካፊሉና ኣሎ። ኣቶ ዳዊት ነታ 46 ታሪኻዊ መወከሲ ሰነድ ገሊኡ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ቅሉዕ ዝኾነ ሰነድ ዝሓዘለት መጽሓፉ ምስ ናይ ውልቃዊ ታሪኹ ብፍላይ ምስ ጉዕዞ ስደትን መንነትን ኣተሓሒዙ ከምዝጸሓፋ እዩ ዝገልጽ።

XS
SM
MD
LG