ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስእነት ቀረብ መድሃኒት ክልል ትግራይ ዝፈጠሮ ቅልውላው


ስእነት ቀረብ መድሃኒት ትግራይ ዝፈጠሮ ቅልውላው
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:57 0:00

ስእነት ቀረብ መድሃኒት ትግራይ ዝፈጠሮ ቅልውላው

ኣብ ክልል ትግራይ ዝሓለፈ ሸውዓተ ኣዋርሕ ቀረብ መድሃኒታት ብዘይ ምእታዉ፡ ህዝቢ ንዝሰፍሐ ሕማምን ሞትን ይቃልዕ ኣሎ። ሓካይም ግዜኡ ዝሓለፈ መድሃኒት ክህቡን መርፍእን ጓንቲን ኣምኪኖምን ሓጺቦምን ዳግም ክጥቀሙ ምግዳዶም’ውን ይገልጹ።

XS
SM
MD
LG