ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስምምዕ ሰላም ኢትዮጵያ ዋላ እንተተኸትመ እኳ ንድሕሪት ዝተረፈ መሪር ሓዘን ግን ኣሎ

ስምምዕ ሰላም ኢትዮጵያ ዋላ እንተተኸትመ እኳ ንድሕሪት ዝተረፈ መሪር ሓዘን ግን ኣሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:55 0:00

ስምምዕ ሰላም ኢትዮጵያ ዋላ እንተተኸትመ እኳ ንድሕሪት ዝተረፈ መሪር ሓዘን ግን ኣሎ

ስምምዕ ሰላም ኢትዮጵያ ዋላ እኳ እንተተኸትመ ንድሕሪት ዝተረፈ መሪር ሓዘን ግን ኣሎ።

ነቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ሓይሊታት ትግራይ ንኽልተ ዓመት ክካይድ ዝፀንሐ ውግእ ሕድሕድ ደው ንምባል ኣብ ወርሒ ሕዳር ስምምዕ እንተኸተመ እኳ ንምኽባሩ ግን ኣብ መፃኢ ዝረአ እዩ ዝኸውን: ዳርጋ ኣብ መላእ ክልል ትግራይ ድልየት ሰብኣዊ ሓገዛት ይጋደድ ኣሎ።

ብኽልቲኡ ወገን ዝርከቡ ግዳያት ገበን ኲናት ፍትሒ ክወሃቦም ይፅበዩ ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG