ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶ ነበርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ሽልማት ኖብል ሰላም ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ


ቀዳማይ ሚንስትር ዶ/ር ኣብዩ ኣሕመድ ተሸላሚ ኖቤል ሰላም 2019 ብምኻኖም መንግስቲ ትግራይ ዝተሰመዖ ሓጎስ ገሊፁ::

ኣብቲ ሽልማት ጠሚቱ እውን ርእይቶ ነበርቲ ከተማ መቐለ ሓቲትና ኣለና::

XS
SM
MD
LG