ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማሕበር ከየንቲ ትግራይን ኣብ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዘበርክቶ ዘሎ ስርሓትን 


ብ1996 ዓ.ም ብዕሊ ዝተጣየሸ ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ኣብ 4 ክፍልታት ተወዲቡ ኣብ ልዕሊ ምንቅስቃሱ ኣብ ወረዳታት ትግራይ እውን ጨናፍር ኣለዎኦ።

ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱን ከም ማሕበርን ኣባላቱን ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ ትምህርታዊ ዝኮኑ ውፅኢት ኪነ ጥበብ እናሰርሐ ከምዝርከብ ኣቦ መንበር ቦርድ ማሕበር ከየንቲ ትግራይ መምህር ያፌት ታደሰ ገሊፆም።

ምስ መምህር ያፌት ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።


XS
SM
MD
LG