ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህውሓት ካብ መዝነቶም ዝተላዕሉ አባላቱ ብሰንኪ አባልነት ፓርቲኦም ጥራይ’ዩ ክብል ከሲሱ


"ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣመራርሓ ህወሓት ብምኳኖም ጥራሕ ካብ መንግስቲ ፌዴራልን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ካብ ናይ ሓላፍነት ቦታ ክልዓሉ ይግበር ኣሎ" ብምባል ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ከሲሱ::

እቲ ኮሚቴ ትማሊ ምሸት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ "ንኣባላትን ኣመራርሓን ህወሓት ካብ ስልጣን ምልዓል ስዒቡ ዝፍጠር ኩነታት ተሓታቲ ነዚ ዘይሕጋዊ ተግባር ይፍፅም ዘሎ ኣካል እዩ" ኢሉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG