ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊት ጉጅለ ባህሊ ኤርትራ ኣብ ሃዋሳ


ሃገራዊት ጉጅለ ባህሊ ኤርትራ ኣብ ሃዋሳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:52 0:00

ኣብ ኣርባዕተ ከተማታት ኢትዮጵያ ምርኢታት ንምርኣይን ዲፕሎማሲያዊ ዑደት ንምፍጻምን ዝሓለፈ ሰሙን ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ናይ ኤርትራ ሃገራዊ ባህላዊ ጉጅለ ትማሊ ከተማ ኣዋሳ ክኣቱ ኸሎ ድሙቕ ኣቀባብላ ከምዝተገብረሉ ካብቲ ቦታ ዝመጻና ዜና ሓቢሩ። ድሕሪኡ ድማ ነበርትን ሓለፍትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ኣዳራሽ ሲዳማ ምርኢት ኣቕሪባ።

XS
SM
MD
LG