ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሁራ ሰለስተ መለለዪ ባህላዊ ፀወታ ኣፀቢ ወምበርታ


መምህር ሳሙኤል ረድኢ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ኮሌጅ ሕብረተሰብ ሳይንስን ቋንቋታትን መምህር ሙዚቃን ስነ ጥበብን (ጸጋም)
መምህር ሳሙኤል ረድኢ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ኮሌጅ ሕብረተሰብ ሳይንስን ቋንቋታትን መምህር ሙዚቃን ስነ ጥበብን (ጸጋም)

ባህላዊ ፀወታ ሁራ ሰለስተ ኣጻብዕቲ ኣብ ዝተፈላለዩ አጋጣሚታት ብፍላይ ድማ ኣብ መርዓን በዓላትን ኣዘውቲሮም ዝፃወትዎ እዩ። ብርክት ዝበሉ መዐጀኒ ናውቲ እኳ እንተሃለዉዎ ቀንዲ መሳርሒ ባህላዊ ፀወታ ሁራ ሰለስተ ግን እግሪ እዩ ይብሉ መምህር ሳሙኤል ረድኢ። መምህር ሳሙኤል ረድኢ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ኮሌጅ ሕብረተሰብ ሳይንስን ቋንቋታትን መምህር ሙዚቃን ስነ ጥበብን እዮም።

ሁራ ሰለስተ ኣመልኪቱ ምስ መምህር ሳሙኤል ዝተኻየደ ቃለ ምልልስ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሁራ ሰለስተ መለለዪ ባህላዊ ፀወታ ኣፀቢ ወምበርታ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:30 0:00


XS
SM
MD
LG