ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ፡ሶማልን ኬንያን ዝተራእየ ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ውሕስነት መግቢን መነባብሮ ህዝቢን ስግኣት ፈጢሩ ምህላው ገሊጹ


ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል መግብን ሕርሻን (ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ውሽጢ 25 ዓመታት ንመጀመርያ ጊዜ ዝተራእየ ሰፊሕ ወራር ኣምበጣ ኣብ ኬንያ ድማ ኣብ ውሽጢ 70 ዓመታት ንመጀመርያ ጊዜ ዝተራእየ ብከቢድ ወራር ኣምበጣ ኣብ ውሕስነት መግቢን መነባብሮን ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ስግኣት ፈጢሩ ምህላው ገሊጹ።

XS
SM
MD
LG