ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ፈንቅል ምንቅስቓስ መንእሰይ ትግራይ` :ኣብ ክልል ትግራይ ህዝባዊ እምቢተኝነት ብምልዕዓል ለውጢ ከምጽእ ከም ዝተበገሰ ይገልጽ


ኣቦ-መንበር ፈንቅል መምህር የማነ ንጉሰን ምኽትሉ ኣቶ ሚኪ ተስፋይን

ኣብ ክልል ትግራይ ህዝባዊ እምቢተኝነት ብምልዕዓል ለውጢ ከምጽእ ዝተበገሰ “ፈንቅል ምንቅስቓስ መንእሰያት ትግራይ” ይገልጽ።

ኣብዚ እዋን`ዚ ኣብ ክልል ትግራይ ጭቆናን ድኽነትን ልዕሊ ኹሉ እዋን ኣብ ዝኸፍአ ደረጃ ከምዝርከብ ዝገልጽ ምንቅስቓስ ፈንቅል፥ ኣብ ፈቐዶ ወረዳታት ኣባላት ፍንቅል እናተባህሉ መናእሰይ ይእሰሩ ከምዘለዉን መስዋእቲ ይኸፍሉ ከምዘለዉን ይጠቅስ።

ሰበ-ስልጣን ህወሓት ግን ፈንቅል ኣብ ትግራይ ባይታ ዘይብሉ ናይ ቀይዲ-በተኻት ምንቅስቓስ ከም ዝኾነ ይገልጹ።

ኣቦ-መንበር ፈንቅል መምህር የማነ ንጉሰን ምኽትሉ ኣቶ ሚኪ ተስፋይን ዝሃብዎ ቃለ-መጠይቕ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG