ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ጉዳይና ካብ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ክንዲ ንሰምዖ ካብ ኢትዮጵያ ምስማዕና ምድግጋሙ ኣይተበረሃናን` ዝብሉ ኤርትራውያን ይበራኸቱ`ለዉ


ኣቶ ዩሃንስ ክፍለን ኣቶ ሳምሶን ረድኣብን
ኣቶ ዩሃንስ ክፍለን ኣቶ ሳምሶን ረድኣብን

ድሕሪ ውዕል-ሰላምን ንቡር ምሕዝነትን ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ እንታይ ይግበር ኣሎ ዝብል እኹል ሓበሬታ ንረክብ የለናን፡ ብዝብል፡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያንን ብፍላይ ግን ኤርትራውያን ምሕታቶም ኣሐይሎም ኣለዉ።

ካልኦት ድማ፡ ካብ`ቲ ኣብ ኣስመራን ሪያድን ዝተፈረመ በዓል ሓሙሽተን ሸውዓተን ነጥብታት ዝነጥር ሓበሬታ ክህሉ ኣይክእል`ዩ ይብሉ።

በቲ ሓደ ኸኣ፡ ጉዳይና ካብ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ክንሰምዖ፡ ብፍላይ`ውን ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክንዲ ኤርትራ ኮይኑ ይዛረብ እንተሃልዩ ታክቲካዊ ኣካይዳ ኣይኮነን፡ ብስለት ፖለቲካ ዝጎድሎ ኣካይዳ`ዩ ይብሉ።

ኣብ ዙርያ`ዚ ዛዕባ`ዚ ክልተ ዝተፈላለየ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ዘለዎም ኤርትራውያን ዓዲምና`ለና- ቀዳማይ ክፋል ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG