ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ካብ ኢድ ናብ ኣፍ ንዝናብርኦም ዜጋታት ምሕጋዝ ናይ ኩሉ ሓላፍነት’ዩ” ነበርቲ ኣስመራ


ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ 1 ሚያዝያ ዝወጸኩሉ ሰብ ኣብ ቤቱ ክጸንሕ ዘገድድናይ ህጹጽ ግዜ ኣዋጅ ምንዋሕ ንድሕነት ህዝቢ ተባሂሉ ዝተወስደ ስጉምቲ ብምዃኑ ንተግባራውነቱ ክምዝሰርሑ ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ነበርት ኣስመራ ተዛሪቦም ።ብ”ምኽንያት ምንዋሕ ናይ ኣዋጅ ንዝህሰዩ ካብ ኢድ ናብ ኣፍ ዝናብርኦም ዜጋታት ምሕጋዝ ናይ ኩሉ ሓላፍናት እዩክብሉ እቶም ወሃብቲ ርእይቶ ተዛሪቦም

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG