ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ልምዓት ተዋፊሮም ሰሪሖም ዝነብርሉ ቕድመ ምድላዋት ከምዝተዛዘሙ ተሓቢሩ


ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ልምዓት ተዋፊሮም ሰሪሖም ዝነብርሉ ቕድመ ምድላዋት ከምዝተዛዘሙ ተሓቢሩ።

ምኽትል ዳይሬክተር ኤጄንሲ ንጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ኣቶ አዲሱ ወልቤሳ ስደተኛታት ሰሪሖም ርእሶም ዝኽእልሉ ባይታ ንኽፍጠር ንሰርሕ ኣለና ኢሎም።

ኣብ ቀረባ ንስደተኛታት ምልከት ዝወጸ አዋጅ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ከም ኹሉ ነባሪ’ታ ሃገር ስራሕ ፈጢሩ ወይ ተቖጺሩ ክሰርሕን ናይ ትምህርቲ ዕድል ከምዝረኽብን ኸምኡ’ውን ካብ መዓስከር ወጻኢ ክነብረሉ ዝኽእል ዕድላት ይጣጣሕ ኣሎ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG