ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊ ሌሊሳ ደሲሳን ኬንያዊት ሩት ቸፐንጂዲግ ናይዚ ዓመት’ዚ ተዓወቲ ውድድር ማራቶን ነዊሕ ርሕቐትን ኮይኖም ተሸሊሞም


ኢትዮጵያዊ ሌሊሳ ደሲሳን ኬንያዊት ሩት ቸፐንጂዲግ ናይዚ ዓመት’ዚ ተዓወቲ ውድድር ማራቶን ነዊሕ ርሕቐትን ብምዃን ብዓርቢ ኣብ ኣቴንስ ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ተሸሊሞም።ከምዚ ዓይነት ሽልማት ኣብ 2013 ዝጀመረ ኮይኑ ክልቲኦም ተዓወቲ’ዚ ዓመት’ዚ ግን ንመጀመርያ ጊዜ ይሽለሙ ምህላዎም ተፈሊጡ’ሎ።ክልቲኦም ለሊሳን ሩትን ኣብ 2019 ዝተኻየደ ኣጸጋሚ ምኳኑ ዝተገልጸ ውድድር ማራቶን ዶሃ ተዓወቲ ምንባሮም’ውን ይፍለጥ።

XS
SM
MD
LG