ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንመሰል ወሊድ ደቀንስትዮ ዝምልከት ሕጊ ኣብ ክልል ትግራይ ገና ተግባራዊ ዘይምዃኑ ደቂ ኣንስትዮ የማርራ


ብሃገር ደረጃ ዝተኣወጀ ንመሰል ወሊድ ደቀንስትዮ ዝምልከት ሕጊ ኣብ ክልል ትግራይ ገና ተግባራዊ ዘይምዃኑ ደቂ ኣንስትዮ የማርራ።

ንቅድሚ ወሊድን ድሕሪ ወሊድን ንደቂ ኣንስትዮ ዝውሃብ ናይ ስራሕ ዕረፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ምምሕያሹ ዝገልጽ ሕጊ ወጺኡ`ሎ። ብመሰረት ኣብ ትግራይ ዘሎ ሓበረታ፡ እቲ ኣዋጅ ኣብ መላእ ሃገር እናተኸበረ ኸሎ፡ ኣብ ትግራይ ጥራሕ ስለምንታይ ገና ዘይኽበር ዝብል ጥርዓን ይሰማዕ ኣሎ። ሓለፍቲ ደቀንስትዮ ክልል ትግራይ`ውን እቲ ጸገም ከምዘሎ ድሕሪ ምእማን፡ ብዘተፈላለየ ናይ ተሓድሶ መድረኻት ዝተደናጎየ ሕጊ ፡ ኣብ ትግራይ`ውን ተግባራዊ ዝኾነሉ መስርሕ ይኸይድ ኣሎ ይብላ።

ንክልተ መራሕቲ ደቀንስትዮ ክልል ትግራይ ኣዘራሪቡ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG