ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ መዳጎኒ ማእከል ሊብያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከምዘግዕዝ ኣፍሊጡ


ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ መዳጎኒ ማእከል ሊብያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከምዘግዕዝ ኣፍሊጡ
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:02:34 0:00

ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝተፈላለየ መዳጎኒ ማእከል ስደተኛታት ሊብያ ዝርከቡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከምዝግዕዙ ሎሚ ሱሉስ ኣፍሊጡ።

XS
SM
MD
LG