ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቁጽሪ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ታንዛንያ ኣትዮም ኣብ ቀይዲ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን 2,000 ከምዝበጽሕ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ


ቁጽሪ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ታንዛንያ ዝኣተው ኢትዮጵያዊያን 2,000 ከምዝበጽሕ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛንያ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ኤምባሲ ምክትል ጸሓፊ ክፍሊ ዲያስፖራ አቶ ምስጋናው መሸሻ ንድምጺ ኣሜሪካ ከምዝበልዎ ኢትዮጵያዊያን እሱራት ዝርከቡለን ኣብያተ ማእሰርቲ ኣብ ምፍላይ ከምዝርከቡ ገሊጾም።

እቶም ኢትዮጵያዊያን ካብ ዝተፈላለያ ክፍልታት’ታ ሃገር ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክጉዓዙ ከለው ኣብ ታንዛንያ ተታሒዞም ዝተአሰሩ ምኳኖም ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ካብ ናይሮቢ ሓቢሩ’ሎ።

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG