No media source currently available
ብመንጎኝነት ናይዚ እዋን'ዚ ፕረዚደንት ሕብረት ኣፍሪቃ ዝኾኑ ፕረዚደንት ዲሞክራቲክ ሪፖብሊክ ኮንጎ ፍሊክስ ሺሴኬዲ ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ኪንሻሳ ክካየድ ዝቐነየ ሱሉሳዊ ዘተ ኢትዮጵያ:ግብጺን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ብዘይ ፍረ ምብታኑ ተገሊጹ::