ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሰስ ንዳግም ዝረአ ዘሎ ዓሌታዊነት ዓበይቲ ጸገማት ዓለም ዝበልዎምን ኣጠንቂቆም


ኣብ ቫቲካን ንዲፕሎማት መደረ ዘስምዑ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ፍራንሲስ ኣብ ዓለም ካብ ዘለው ከበድቲ ጸገማት ዝበልዎም ኣልዒሎም፡ እቲ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ድማ ዓሌታዊነት፡ ስደት፡ ኩነታት ተአፈፍቲ አባላት ማሕበረሰብ፡ ንግዲ ኣጽዋራትን፡ ጾታዊ ዓመጽን’ዩ ኢሎም።

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሎሚ ሶኑይ ንዲፕሎማት 183 ሃገራት ኣብ ዘስምዕዎ ዓመታዊ መደረ ዳግማይ ዝቀላቀል ዘሎ ዓሌታዊነትን ምንቅስቃሳቶምን ብዛዕባ ጉዳይ ስደትን ዝኻየድ ዘሎ በይናዊ ውሳነታት ሃገራትን ኣጠንቂቆም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG