ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ'ታ ሃገር ምስ ዝርከባ ትካላት ረዲኤት ናብ ክልል ትግራይ ረዲኤት ዝኣትወሉ ስምምዕ ተፈራሪሞም


ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣብ'ታ ሃገር ዝርከባ ትካላት ረዲኤትን፥ ናብ ክልል ትግራይ ረዲኤት ዝኣትወሉ ስምምዕ ተፈራሪሞም፣ ናብቲ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ዝርከብ ከባብታት ትካላት ረዲኤት ክኣትዋ ዘፍቅድ ስምምዕ''ዮም ተፈራሪሞም ዘለዉ ይብል ዝመጻና ዜና። ከምኡ'ውን ናብቲ ብወገን ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝርከብ ክኣትዉ ተሰማሚዖ ኣለዉ።

ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት'ውን ነቲ ስምምዕ ደጊፍዎ'ሎ።

XS
SM
MD
LG