ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕ/ሃ ኢጣልያ  ስደተኛታት ጽዒነን ናብ ሃገራ ኣብ ዝኣትዋ መራኽብ ዘሕለፈቶ ናይ ገንዘብ መቕጻዕቲ ነጺግዎ


ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ፓርላማ ኢጣልያ ኣብ ልዕሊ እተን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ስርሒት ህይወት ኣድሕን ዘካይዳ መራኽብ ተሪር መቕፃዕቲ ክወስድ ምውሳኑ ከምዘሕዘኖ ኣፍሊጡ።

ፓርላማ ኢጣልያ ነቲ ኣቐዲሙ ዝጸንሓ ሕጊ’ዩ መሊሱ ኣትሪርዎ። ብመንግስቲ ዘይውነና ገበርቲ ሰናይ መራኽብ ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ከይቕበላን ምስ ዝቕበላን ማያት ኢጣልያ ምስ ዝኣትዋን ድማ ክሳብ 1.1 ሚልዮን ዶላር ናይ ገንዘብ መቕጻዕቲ ከምዘሕልፍ ወሲኑ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG